Aguadu - Xor Eta Adi - ጾር እታ ዓዲ - New Eritrean Movie 2024 - Part 20 - 20 ክፋል - መወዳእታ ክፋል
10,270
Published 2024-07-29
ብ ኢንስታግራም ሰዓቡና www.instagram.com/y.tekle/
ብ ቲክቶክ ሰዓቡና tiktok.com/@aguaduentertainment
#Eritreanfilm #EritreanComedy#EritreanDrama #eritreanmusic #tigrignafilm #tigrignamusic #tigrignacomedy #tigrignadrama #eritreanmovie #eritreanguayla #Tigrinamusic #ethiopianmusic #eritreanmovie #eritreancomedy #Tigrinaderfi #oldtigrinamusic #Eritreanmusic2020 #Neweritreanmusic #Eritreansong #musicoferitrea #musicoftigrina #tigrinamusic #neweritreanfilm #ethiopianmovie #ethiopianfilm #newethiopianfilm #habeshaculture #besteritreanguayla #eritreanbahlawiderfi #eritreannewmusic #eritreanbestguayla #eritreanfilm #eritreandrama #ethiopiansong #ethiopianmusic2021 #amharicmusic #ethiopianfilm #ethiopianmovie #eritreanbestmusic #eritreanbestfilm
All Comments (21)
-
ብልጽቲ ፊልም ዓድና ❤❤️ ቀዳማይ comment ላይክ እስተ ግበሩ 🤭
-
ናይ ብሓቂ ኩሉ ልብስታትን ኣቀራርባን ምስ ዓበይቲ ዓዲ ዝግበር ማዕረ ክንደይ ዓወት የጓናጽፈካ ዝድነቕ ሰራሕ ። ሊዕሊ ኩሉ ምውሃሃድን ርጡብ ምትእምማኒን ካብዚ ኒላዕሊ ስራሕ ክንጽበ ድማ ተስፋና እዩ ። መሃርን ሃናጺን ምስ ማሕበረሰብ ዝህበካ ክብርታትን ባህልን ጽቡቕ ቀጽሎ ክብል እፈቱ ንደራሲ ።
-
ጅግና ብጓል አዩ ዝመውት ክበሃል ሓቂ አዩ ❤
-
ባሕልና ጥዑም❤❤❤❤❤
-
Gele aynet serah eta zeblxet filim 2024 tebhla ketshlem tesfa yegber yeqnelna kebret yehablna bhalnan adnan azkakirkumna ❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
-
እዛ ድራማ እዚኣ ብጣዓሚ እያ ትትክፈኒ❤❤❤❤
-
ናይ ብሓቂ ብልጽቲ ስራሕ ኩልኻትክም ኣብዛ ፊልም እጃምኩም ዘበርከትኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
-
Wawwww thebuk srah 👍👍👍❤❤❤❤ deki Ereyyy ♥️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
-
Wawwww selamkum ybzah eske belu
-
ብሉጽ ጥበብ ጥበብኩም የብዝሓዮ !
-
Best film anabis wedi askale arkey halay school tekoskiska ziabeka ❤btaemi ekum nfuat ❤❤❤❤❤❤❤
-
Merhaba deqi eri love you 🇪🇷🥰🎉🥰
-
ዋውውውው ከም ሎሚ ተሓጉሰ ኣይፈልጥን ኢየ ሎሚ እታ ዝነውሐትን ዝጠዓመትን ልቢ ተንጠልጥል ኢያ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ምስ ባህልና ትኸይድ❤❤❤❤
-
Woww gele aynet film ybel casting and writing ✍🏻
-
ወዲኣ ድያ ዋላስ ኣላ ❤❤❤❤❤❤
-
ብጣዕሚ ብልጽቲ ፊልሚ እያ አብዛ ፊልሚ ዝተዋሳእኩም ኩሉኩም ከየድነቅኩም ከሐልፍ አይደልን ነዚ ባህላዊ ዝኮነ ፊልሚ ጸቂጥኩም ተትሰርሕሉ ብጣዕሚ ጽቡቅ ነይሩ ነዞም አብ ከተማታት ዝቅመጡን ነዞም አብ ስደት ዘለናን ባህልና ምስ ደቅናን ምስ ኮልኦት ዜጋታት ከነርእዮምን መንነትና ከነፍልጦምን ይሕግዘና እዩ እሞ ብፍለይ ናብ ደገ ዝተወልዱ ደቅና ብጣዕሚ ጽቢቅ ፊልሚ እዩ እሞ ጸቂጥኩም ተትሰርሑሉ ዝበለጸ ነይሩ ወደሓንኩም
-
ብጣዕሚ ደስ ትብል ፊልም ባህላዊ ፊልምታትና ቀጽልዎ ብፍላይ እዛ ደርፊ ደስ ክትብል 3 ግዜ ሰሚዐያ ፕሊስ ባ በይና ዘርግሕዋ❤❤❤❤
-
ወዲ ሙሑር ትካኣ❤❤
-
deqi erey love 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
-
Kulukum tewasaeti edmen tenan yhabkum Akberetey ms wedi Mhur gn fluy adnaqot aloni Akbirey shikor ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤