New Eritrean comedy 2024 (Magnet 8) #Dawit Eyob ማግኔት 8 ብ ዳዊት እዮብ
120,211
Published 2024-07-27
.
.
.
..
.
.
.
.
.
.
.
#eritrea#asmara#artist#dawiteyob #eritreanfilm#eritreanfilmproduction#ertreanmovie#eritreanphotography#eritreanbeauty#habesha#haneshabeauty#africa#entertainment#drama
All Comments (21)
-
Welcome back ማግኔት ሓቢቢ ንማግኔት ተሕቢ ላይክ ኣግርጭው
-
ዳዊተይ ን ኣቹ ምምላስካ ደስ ኢሉኒ ድሕሪ ሕጂ ውን ምስኡ ስራሕ ❤❤❤
-
አበይ ጠፊእካ አሮን ሻውል ናፊቅናካ ማግኔት ዋሕድ
-
ሕጂ ኺሒሱና ዳዊት ማግኔት አምጺኡ ስርሐት ዳዊት ማግኔት ዜይብሉ ጎደሎ እዩ
-
ዳዊት ድሕሪ ሕጂ ንኣቹ ካባካ ኣይትፍለዮ ቀመም ናይ ስራሕካ አዩ ❤❤🎉🎉
-
ማግኒት መሕረር የኣኽ 😅😂😅 ዳዊት ትብል ኣበይ ኣለኻ
-
one of the best comedy. I love Magnet
-
ናይ ዳዊት ካብ ዘይርእ ነውሕ ገይረ ኢየ ንማግነት ኢለ ኢየ ኣብዚ ዘለኩ ❤❤❤ናበይ ጠፊኡ ነይሩ ግን ???
-
ዳዊት በጅካ ንማግነት ኩሉ ግዛ ኣምጻልና ቢሰላም ዱ ከ ተፊና ነሩ ማግነት ሃቢቢቢ
-
ማግኔት ዘይብሉ ኮመዲ ፈጺሙ ኣይምቅርን እዩ እንቋዕ ገጽካ ረኣና ኣድናቒኻ እየ ኣጆኻ ቀጽሎ
-
ዋይ ጌጋ ዝህነቁ ዘለው ስብ ኣይዋሃዱን ሕማቅ ዘረባስ ጎዶፋ ክደን ይብሉ ኣቦታትና፡ ሂወት ጸወታ ኣይኮነትን፡ቀሊል መልእክቲ ኣይኮነን ተማሐላልፍዎ ዘለኩም መልእክቲ እሞ፡ ክትእርምዎ ይምሕጸን፡ 🎉🎉🎉
-
Please 🙏 part 9😊❤❤❤
-
♥️♥️♥️♥️♥️ ማግኔት ሽኮር 👏😍😍💕♥️
-
Eway b massawa adey jemirewa magnet selah elka wuxae keytisihna 😂😂😂
-
ዋውውው ኣቹ ናፈቅናካ ኔርና አንቃዕ ብሰላም ተመለስካ ❤❤❤
-
ማግኔት ብጻይ 😅😅😅
-
well come deki EREyyyyyyy:hand-pink-waving::hand-pink-waving::hand-pink-waving::hand-pink-waving::hand-pink-waving::hand-pink-waving::hand-pink-waving:
-
Waw ዳዊት ዳግማይ ክትስእ እኻ ሻውል ብምምጽኡ well come Shawil Please Dawit kab Sawil aytifele
-
ንማግኔት ግን እንታይ ኮይኩም ወይ ኣፍዓበት ወይ ዓዲ ኣበይቶ ዘይተእትውዋ ኩልና ንቀስን 😂😂😂😂
-
Magnet yiak kkkk 👍👍👍